49 COMMENTS

  1. እኔ ኢትዮጲያውይት ስለሆንኩ ሁሉንም ቋንቋ የማወቅ መብት አለኝ እናም ትግርኛ ሙዚቃ በጣም አወዳለሁ ኑ ተርጉሙልኝ ?ቆንጅት በርች ያችና አብርሀም ከነሚስቱ ሙዚቃ ይመቸኛል የምትሉት ባይገባኝም😊

  2. ራሄላ ሽኮር ዋይ ምስካስ ዋላ ኣብ ጭቃ ከመይ ድየ ፍትውቱው ዘብለኪ ትጠፍእና ግን ኣለኪ፡ጽቡቅ ደርፊ ከኣ ክሊፕ ውን ጽቡቅ ኣድኒቀዮ ኣጆኪ ኣይትጥፍእና ቡሩክ ሰንበት ከኣ ይግበረልና ፍቅርን ስኒቲን የውርደልና ቡሩካት ተጋሩ

  3. ራሄላ ሽኮር ጥዕምቲ ድምጺ መን እሞ ከማኪ ክሊፕ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣድኒቀዮ የኔ ቆንጆ ሰሚዕካ ዘይምኖ ደርፊ ሓንቲ ኣድናቂትኪ ኢየ ካበይ ብዘየገድስ ብፍላይ ኣለባብሳኪ ባህላዊ ገይርኪ ግርማ ዘልዎ መክዕኪ ሃየ በሉ ሞራል ንሃብ ላይክ ኣተውሕዱላ ካልእ ካብዚ ንላዕሊ ክሰርሕ from eri+ethio

  4. ዋዉ ራኪ ናይ ሕማመይ እንካዕ ደሓን መጻኪ ።ከማኪ ገሩ ዝስሕበኒ የለን ኣብ ኣዳራርፋኪ ኣከደናኪ ብኩሉ ኢኪ ሽኮር. ብሩክ ቀድልመ ሰንበት ከኣ ይግበረልና

  5. ሄሉ ሽኮር ቃላት የብለይን አንቲ ከፋቲት ሽውሃት መፀለል ደቂ አዳም ምሳክስ ዋላውን አብጭቃ መሀነነይ ስራሕኪ ኩሉ ዝወፆ የብሉን ብናይ ባዕልና ባህልን ቋንቋን ክንኮርዕ ዝገበርኩሙና ኬየንቲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን የብዘሐልኩም ደቂ ሓላል ህዝቢ👏👏👏👏👏👏👏👏👏💋💋💋⌐╦╦═─

Comments are closed.